To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ERi-TV, Eritrea:መደብ ፍኖተ ህይወት:Hard Working & Economically Struggling Family Produces High Achievers
Register to watch Eri-TV & Dimtsi Hafash live streaming every day:
Like us on Facebook:
Subscribe to ERi-TV YouTube:
Subscribe to DimTsi Hafash YouTube
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for November 29, 2018
ገዲም ተጋዳላይ ኣስመላሽ እምባፍራሽ፡ ብሕማም ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ኣስመላሽ፡ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ቤት-ትምህርቲ...
ጽርግያ ነፋሲት-ደቀምሓረ፡ ብማሽነሪታት ዝተሰነየ መሰረታዊ ጽገና ይግበረሉ ከምዘሎ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እዚ ብኩባንያ ሓፈሻዊ ህንጸትን ልምዓትን ቀይሕ ባሕሪ ዝሰላሰል ዘሎ ዕማም፡ ምስፋሕን ምዕራይን መስመር፡ ምስራሕ ሓደስቲን ምጽራግ ብድበት መሊኡ ዝጸንሐን ቢንቶታት...
ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻዊ ልምዓት ተሰነይ-ዓሊግድር፡ ኣብ ኣስታት 100 ሄክታር ብመስኖን ክራማትን ዘልምዑ ዘለዉ 80 ኣባላት ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ዘራእቶም ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ ገሊጾም። ሓላፊ’ቲ ማሕበር ኣብ...
ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን፡ ንመድረኻዊ ሓላፍነት መንእሰያት ዘብርህ ሰሚናር፡ ብ26 ሕዳር ኣብ ባረንቱ ኣካዪዱ። ኣብቲ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ ዝሃቦ ሰሚናር፡ ኣቶ ሳልሕ፡ ተመዝጊቡ ዘሎ ዲፕሎማስያውን ፖለቲካውን ዓወታት፡ ፍረ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 29, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for November 29, 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 29 ሕዳር 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.