Archive - 2018

ከረን – ልዕሊ 200 መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ከተማ ከረን፡ ብምውህሃድ ሚኒስትሪ ትምህርቲን ናይ ስራሕ መሻርኽቱን ብዝተፈላለየ ሞያ ንሽድሽተ ኣዋርሕ ዝሰልጠኑ 216 መንእሰያት፡ ብ24 ሕዳር ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ናይ ምረቓ ስነ-ስርዓት፡ ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ሞያዊ መሰልጠኒ ማእከል ከረን ኣቶ ተስፋብርሃን...

ኣብ ቻይና ንዝተማህሩ ኤርትራውያን ዝጥርንፍ ማሕበር ተመስሪቱ

“ማሕበር – ኣብ ቻይና ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ኤርትራውያን”፡ ብ1 ታሕሳስ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ተመስሪቱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ኣብ ቻይና ንዝተማህሩ ኤርትራውያን...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ‘ሱታፌ ስንኩላን ኣብ ስፖርት ይሓይል’ ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣስመራ ንስንኩላን ብዘሳተፈ ስፖርታዊ ውድድራት ተዘኪራ። ኣብቲ ብ1 ታሕሳስ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡...

Login

Categories