Archive - 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣመሪካዊ በዓል-ስልጣን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንተሓጋጋዚ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሚስተር ቲቦር ናዥ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ትማሊ 4 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ደንደን ዝተኻየደ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሚስተር ናዥን፡...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን ብልዑል ማዕርግ ተዛዚሙ

“ዘይፍትሓዊ እገዳ ብመኸተን ጽንዓትን ተሳዒሩ” ብዝብል ቴማ፡ ብ28 ሕዳር ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝተኸፍተ – ዓመታዊ ፈስቲቫል ማሕበረኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን – ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፡ ብ30 ሕዳር ብልዑል...

ጽጉማት ተመሃሮ ናይ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩሎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ፡ ንጽጉማት ተመሃሮ ንምሉእ ዓመት ዘገልግሎም ናውቲ ትምህርቲ ብ27 ሕዳር ዓዲሉ። ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ ገብርኤል ካሕሳይ፡ እቲ ሓገዝ መቐጸልታ ናይ’ቲ ጽጉማት ተመሃሮ ብሰንኪ ስእነት ናውቲ...

ዓለማዊ መዓልቲ ኤይድስ፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ ከረን ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ኤይድስ – 1 ታሕሳስ፡ “ንመርመር ኩነታትና ንፍለጥ” ብዝብል ቴማ ብደረጃ ሃገር ኣብ ከተማ ከረን ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ዝተረኽበትሉ መደብ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዋናዳይረክተርክፍሊህዝባዊጥዕናዶክተር ዓንደብርሃን...

Login

Categories