ርእይቶ ተዕዘብቲ ኣብ ተኸታታሊት ፊልም ጅሮም To view last episode click here – – Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV...
Archive - 2018
To watch last episode pls click here … Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ኣብ ምልማዕ ጀራዲን ንዝነጥፉ ሓረስቶት፡ ኣብ ምክልኻል ባልዓትን ሕማማትን ኮሚደረ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ብግብሪ ተሰንዩ ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ሓረስቶት ባህሪያትን ኣገባባት ምክልኻልን ባልዓትን ሕማማትን ክፈልጡ ዝሕግዝ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2017 – ኣብ ምግራብ ዝተዓወቱ፡ ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት ተራኦም ዝተጻወቱን፡ ኣብ ምትእትታው ሞጐጎ ኣድሓነት ኣበርክቶ ዝገበሩን ኣብነታውያን ሓረስቶት ተተባቢዖም። እቶም ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ሕርሻን በዓልስልጣን ኣግራብን እንስሳ...
ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብርኣብ፡ ህዝቢ ከተማ ተሰነይ ብልዕሊ 3.7 ሚልዮን ናቕፋ ንተኣለይቲ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ዝሃነጾ ኣባይቲ፡ ብ6 ታሕሳስ መሪቓ። ሚኒስተር ልኡል ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ ስንኩላን ኣብ ዞባታት ምስ...
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for December 7, 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ጠንቅን ሳዕቤናትን ገበን – Crime and Its Consequences
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሎጎ-ዓንሰባን ዓሰብን፡ ንህዝብን ተመሃሮን ኣብ ምክልኻል ገበናትን በደላትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ ኣብ 10 ምምሕዳራት ከባቢን ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርትን ካብ 5 ክሳብ 29 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ፖሊስን...
ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብ2 ታሕሳስ – ን51 ናይ ማእከላይ ደረጃ መማህራን፡ ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ስልጠና ወዲቡ። እቲ መደብ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን እኹል ፍልጠት ብምድላብ፡ ኣብ ብቕዓት ተመሃሮ ለውጢ ንምምጻእ፡...
ሃገራውያን ውዳበታት ኣብ ጀርመንን ኩወይትን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ሃገራዊ ሽማግለ ኣብ ጀርመን፡ ወከልቲ ልዕሊ 26 ሃገራዊ ሽማግለ ከተማታት ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ24 ሕዳር ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጉባኤ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ “ሃገራዊ ሽማግለ፡...