Archive - 2018

ድባርዋ – ንክኢላታት ሕርሻ ተወሳኺ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራን ሚኒስትሪ ሕርሻ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን፡ ንምዕባለ ጽላት ሕርሻ ዝሕግዝ – ናይ ሰለስተ ቅነ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እዚ ብቻይናውያን ክኢላታት ኣብ ከተማ ድባርዋ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና፡ ዓይነታት ዘርኢ፡ ባህላዊ ድዂዒ፡...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደማምን ከባቢኣን ብውዕውዕ መንፈስ ተኻዪዱ

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደማምን ከባቢኣን – ስዑዲ ዓረብ፡ “እገዳ ብሓያል መኸተ ተሳዒሩ” ብዝብል ቴማ፡ ዓርቢ 7 ታሕሳስ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ። ፈጻሚት ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲያ ወ/ሮ ወይኒ ገረዝግሄር፡ እቲ ፈስቲቫል፡ ድሕሪ ምኽታም...

Login

Categories