Archive - 2018

ኣብ ንኡሳን ዞባታት፡ ምሕደራ ትካላት ጥዕና ንምምሕያሽ ይስራሓሉ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዝጸንሐ ምሕደራ ትካላት ጥዕና ብምምሕያሽን ምእኩል ኣሰራርሓ ብምትእትታውን፡ ኣተኣማማኒ፡ ስሉጥን ዝተማልአን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ካብ 4 ክሳብ 6 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተገብረ ንምሕደራ...

ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ከተማ ተሰነይ ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ብምትሕብባር፡ ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ከተማ ተሰነይ ንምስፋሕ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ሓላፊ’ቲ ኮርፖረሽን ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ኣቶ ወልደገብርኤል ኣብርሃ ሓቢሩ። ኣብ’ታ ከተማ ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ከምዘሎ፡ ግዳ...

Login

Categories