ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ።

ሚስተር ጉተሬዝ ኣብ መልእኽቱ፡ “ኣብ’ዚ ዕለተ ናጽነትኩም ተኽብሩሉ ዘለኹም ግዜ፡ ኣድማዒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምፍጣር፡ ሰላምን ዘላቒ ምዕባለን ንምርግጋጽን ንምውሓስን፡ ምስ ኩለን ኣባል ሃገራት ብንጥፈት ከምዝሰርሕ ከረጋግጽ እፈቱ” ኢሉ።

Categories