Archive - January 2018

ኣወንጀሊ – ህዝቢ ወፈራዊ ማእቶት የደንፍዕ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣወንጀሊ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ሓመድን ማይን ብምዕቃብ ሕርሻዊ ምህርቶም ንምድንፋዕ፡ ከምኡ’ውን ውሕስነት ዝስተ ማይ ሰብን ጥሪትን ንምውሓስ በብከባቢኦም ተወዲቦም ወፈራታት የካይዱ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። በዚ ክራማት ቅድሚ...

ባዳ – ተሳታፍነት ተመሃሮ ኣብ ትምህርቲ ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ምምሕዳር ከባቢ ባዳ ክካየድ ብዝጸንሐ ጐስጓሳት ርድኢት ነበርቲ ብምብራኹ፡ ተሳታፍነት ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዓመታዊ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ርእሰ-መምህር ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ቦለሊ መምህር...

ማእከል – ኣብ ጥዑም ማይ ‘ዓሳታት ንምፍራይ’ ተዘትዪሉ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 123 ዲጋታትን ራህያታትን ኣርባዕተ ዓሌታት ዓሳ ንምፍራይ – ብ23 ጥሪ ኣብ ዝተወደበ ዓውደ-መጽናዕቲ ተዘትዩ። ብመሰረት ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ኣብ ዝርከባ ዲጋታት፡ መብዛሕትኦም ኣብ ጥዑም ማይ ዝነብሩ ዓሳታት ክፋረዩን...

Login

Categories