Archive - January 2018

ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ-ከተማ ኤደን ይቀላጠፍ

መስርሕ ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ- ከተማ ኤደን – ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ፡ 75 ሚእታዊት ተዛዚሙ። እቲ ብምትሕብባር ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ዞባ ዓንሰባ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ቤት-ምኽሪ ምምሕዳር ሓውሲ ከተማ ኤደንን ነበርትን ዝሰላሰል...

ጊንዳዕ – 50 መንእሰያት ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ሰልጢኖም

ሃማመተኤ፡ ሞያዊ ዓቕሚታት መንእሰያት ብምጉልባት ምንጪ ቊጠባዊ እቶቶም ንምውሓስ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – 50 መንእሰያት፡ ንክልተ ኣዋርሕ ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ኣሰልጢኑ። ሰልጠንቲ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝቐሰምዎ ሞያ፡ ንነፍሲ-ወከፎም...

ንዘይመንበሪ ዝካረ ኣባይቲ ዝምልከት ዝተመሓየሸ መምርሒ ወጺኡ

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት፡ ካብ 1 ለካቲት 2018 ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ንዘይመንበሪ ዝካረ ናይ ብሕቲን ናይ መንግስትን ኣባይቲ ዝምልከት፡ ብሃገር ደረጃ ዝስራሓሉ ዝተመሓየሸ መምርሒ ኣውጺኡ። ብመሰረት’ዚ ወጺኡ ዘሎ መምርሒ፡ መጠን ክፍሊት ክራይ ብቐንዱ ኣብ ዓቐን...

ኤርትራውያን ኣብ ቐጠርን ጀርመንን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘትዮም

ኣብ ቐጠርን ጀርመንን ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ዘካየድዎ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ፡ ውዳበታቶም ኣሐዪሎም ንዓወት ሃገራዊ መደባት ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ጨንፈር ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ቐጠር፡ 5ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣምባሳደር...

Login

Categories