Archive - January 2018

ዕቱብ ስርሓት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ይሰላሰል

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብደረጃ ሃገር ዝተወጠኑ ንጸጋታትን ዓቕምታትን ኣብ ግምት ዘእተዉ መደባት ምዕቃብ  ማይን ሓመድን ጽቡቕ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦም፡ ብ25ን 26ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ዞባታት፡ ክፍልታትን ጨናፍርን ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝተረኽቡሉ...

“ምእካብ ግብሪ መንግስቲ ብጽፈት ይካየድ ኣሎ” ዋ/ዳ/ክ/ኣታዊ ውሽጢ ሃገር

መስርሕ ምኽፋል ግብሪ መንግስቲ፡ ብመሰረት ዝወጽአ ሰሌዳ ግዜን ደረጃ ከፈልትን፡ ኣብ መላእ ሃገር ብጽፈት ይሰላሰል ከም ዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ኣቶ የውሃንስ ኢሳቕ ሓቢሩ። “ግብሪ ካብ ካልኦት ናይ ኣገልግሎት ክፍሊታት...

ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንጥፈታት ምሕያል ደቂ-ኣንስትዮ የተባብዕ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓቕምታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ኣተባባዒ ምንባሩ፡ ጨንፈር ሃማደኤ ቅድሚ ትማሊ 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዘቃነዖ ገምጋም ተገሊጹ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ሳዕዲያ ኢብራሂም ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ኣብ...

ብቕዓት ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋጽ ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ

ብቕዓት ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋጽን ንምምዕባልን ብልዑል ኣድህቦ ይስራሕ ከም ዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፡ ብ22ን 23ን ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ ገሊጻ። ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ዝተማልአ...

Login

Categories