Archive - January 2018

ገዲም ተጋዳሊት ኢለን ተስፋይ (ደባባ) ተሰዊኣ

ገዲም ተጋዳሊት ኢለን ተስፋይ (ደባባ)፡ ብ26 ታሕሳስ 2017 ብዘጋጠማ ድንገት ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 3 ጥሪ ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኣ ተሰዊኣ። ገዲም ተጋዳሊት ኢለን፡ ብዝሓደራ ሃገራዊ ስምዒት ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ናብ መሳርዕ...

ሕሱር ወረ ቴለቪዥን ኣልጀዚራ

መደበር ቴለቪዥን ኣልጀዚራ ኣብ ናይ 2 ጥሪ 2018 ፈነወኣ፡ ብዛዕባ ምእታው ሰራዊት ግብጺ ናብ መደበር ሳዋ – ዘጋውሓቶ ወረ ከምዘለዎ ነቕርበልኩም። “ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ፍሉያት ምንጭታት ንልኡኽ ኣልጀዚራ ከምዝሓበርዎ፡ ካብ ግብጺ ዝተላእከ ዘመናዊ...

ሓጋዝ – ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዕብየት ከም ዘመዝገበ፡ ዕድል ትምህርቲ ኣብ ዝሓለፎም ቈልዑ ግዳ – ገና ድኽመት ከምዘሎ፡ ብ28ን 29ን ታሕሳስ ኣብ ዝተቓንዐ ኣኼባ ተገምጊሙ። ኣብ’ቲ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ ሓድሽ ርእሰ-ውጥን ከተማ ሓጋዝ...

“ሕርሻዊ እቶት ንምዕባይ ክንሰርሕ ኢና” ኣመሓዳሪ ሓልሓል

ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ኣብ 2018 ሕርሻዊ እቶት ንምዕባይን ጠለባት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምምላእን፡ ኮም ዝሰረቱ ምሉእ ምድላዋት ገይሩ ከምዘሎ፡ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ሓቢሩ። ካብ መደባት ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ እቲ 70 ሚእታዊት ከም እተጻፈፈ፡ 20...

ጊንዳዕ – ንድሕነት ኣግራብ ምትሕብባር ህዝቢ ይሕተት

ብርሰት ኣግራብ ንምክልኻልን እንስሳ ዘገዳም ንምስሳንን ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ ምትሕብባር ህዝቢ ክሕይል፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ጻውዒት ቀሪቡ። ሓላፊ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ካፒተን ጸሃየ ተኽለ፡ ነበርቲ ብሓፈሻ...

Login

Categories