ERi-TV: ሰለስተ ገጻት ሳዋ – The Three Faces of Sawa
Archive - January 2018
ኣብ ንኡስ ዞባታት ሰረጀቓን ድባርዋን፡ ን2018 ዓ.ም. ተወጢኑ ኣብ ዘሎ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ዝዘተየ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ህዝብን ምምሕዳርን፡ ኣብ ትምህርቲ ዝነበረ ሕጽረታት ብምቅላሉ፡ ምክትታል ወለዲን ተገዳስነት...
ነበርቲ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ብምውህሃድ ህዝብን መንግስትን ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ዓበይቲ መደባት ልምዓት፡ ንህይወቶም ብእወታ ከምዝጸለዎ፡ ምስ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ገሊጾም። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ኣብ...
ብጹእ ኣቡነ ሉቃስ – ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ- ክርስትያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት በዓል ልደት ንመእመናን ቃለ-ቡራኬ ሂቦም። ብጹእ ኣቡነ ሉቃስ ኣብ ቡራኬኦም፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዝርከቡ መእመናን፡ ኣብ ምሕላው ወሰናስን ሃገርን...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 6, 2018
ERi-TV መደብ ናትራን: How Did Asmara Get Its Name?
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 6, 2018
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part VII ( ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ) – January 6, 2018
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ብጉድለት ጽሬት ከባቢ ዝስዕቡ ሕማማት ንምቊጽጻር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ከባቢ ኣስተምህሮታትን ስልጠናታትን ይህብ ኣሎ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ኣሃዱ ጥዕና ከባቢ – ኣቶ መሓመድ መሓመድ-ሳልሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ...