ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብሰንበት 14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ሎሚ ቀዳም 20 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።

ሚኒስትሪ ዜና

Categories