Archive - January 13, 2018

ጨ/ሚ/ጥዕና ዞባ ማእከል ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ናይ 2017 መደባት ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2018 – ብመሰረት ፖሊሲ “ጥዕና ንኹሉ” ዘትዩ። ኣብ’ቲ ብ10ን 11ን ጥሪ ዝተቓንዐ ኣኼባ፡ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ተስፋይ ሰለሙን፡ ድሕነት ኣደን ህጻንን ንምሕላው...

ሓበሬታ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2018፡ ጽባሕ ሰንበት 14 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናውያን ዞባዊ ምዕባለታት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና

“ጽርግያና ብዓንተቦ ንኽዛዘም ኣበርክቶና ከነዕዝዝ ኢና” ነበርቲ ን/ዞ/ማይ-ምነ

መስርሕ ምጽጋን ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ፡ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ንኽዛዘም ተራኦምን ኣበርክቶኦምን ከምዘዕዝዙ፡ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት ነዚ ዝገለጹ፡ ትግባረ መደባት 2017 ብምግምጋም ኣብ መደባት 2018...

መስርሕ ህንጻ ማእከል ጥዕና ባዳ ክቀላጠፍ ተሓቲቱ

መስርሕ ህንጻ ትካል ጥዕና ምምሕዳር ከባቢ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ክቀላጠፍ ነበርቲ ጸዊዖም። እቶም ዜጋታት፡ ኣብ ከባቢኦም መሰረታዊ ኣገልግሎታት ማይ፡ ጥዕና፡ ትምህርትን ካልእን ክረኽቡ ብምብቅዖም ኣብ መነባብሮ ለውጢ ከምዘምጽኡ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣገልግሎት...

Login

Categories