ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 31, 2018
Archive - January 2018
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ፖሊስን ኢሚግረሽንን ንዝሰርሓ 400 ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ሕጊ ዘለወን ኣፍልጦ ንምዕባይ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ብቦርድ ሚኒስትሪታት ሃማደኤ ዞባ ማእከል ዝተወደበ ኣስተምህሮ፡ ክኢላ ሕጊ ኣቶ ሳሙኤል ገብረብርሃን፡ ሕጊ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ኣካላውን ስነ¬-ኣእምሮኣውን ሳዕቤናት ዘለዎም ሃሰይቲ ልምድታት ኣብ ምውጋድን፡ ጽሬት ከባቢ ኣብ ምውሓስን፡ ኣድማዒ ንጥፈታት ከም እተሰላሰለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይቲ ዞባ ገሊጹ። ብ25ን 26ን ጥሪ ኣብ ከተማ ከረን...
ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዝግበር ወፍሪ፡ መሰረት ዕብየትን ውሑስ መጻእን ስለዝኾነ ብዕቱብ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ዲን ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ኣቶ ሰመረ ኣምለሶም ገሊጹ። “ቁጠባውን ሕርሻውን ምዕባለ፡ ኣብ ብቑዕ ፍልጠት ዝቐሰመ ሞያዊ ዓቕሚ-ሰብ እዩ ዝምርኰስ” ዝበለ ኣቶ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 31, 2018
ERi-TV ካብ ዞባታት – Farmers at Foro garden ሓረስቶት ፎሮ ጀራዲን.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 21, 2018
ERi-TV መደብ ፍኖተ ሂወት: Adi Quala Sub-zone/ንኡስ ዞባ ዓዲኻላ Community and Local Authorities Come Together to Wed Orphans
ERi-TV ጩራ ጥዕና – Taking care of diabetes ሕማም ሽኮር ብሜላ.