Archive - 2017

ኣመሓዳሪ – ኣገዳስነት ‘ውዳበ ህዝቢ ኣብ ልምዓት’ የዘኻኽር

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ሱታፌ ህዝቢ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንኽዓዝዝ ውዳበ ኣገዳሲ ምዃኑ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ምስ ዝነጥፉ ሓለፍቲ ትካላት መንግስቲ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣገንዚቡ። ንህዝቢ ዘማእከለ መደባት ጥሙር መኸተ ጽቡቕ...

ኣብ ሓመልማሎ፡ ውጽኢታዊ ልምዓታዊ ስራሕ ተተግቢሩ

ኣብ 2017 ኣብ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ዝተሰላሰለ ኮም ዝሰረቱ ውጽኢታዊ መደባት ልምዓት፡ ኣብ መጻኢ ክትግበሩ ንዝውጠኑ መደባት ህንጸት ባይታ ዘጣጥሕ ምዃኑ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ገሊጹ። ብ27 ታሕሳስ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢታት፡ ኣነባበርቲ ዓዲ፡...

ዓንሰባ – ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝተሰላሰለ ስራሕ ተናኢዱ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ኣብ 2017 ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝነኣድ ስራሕ ከምእተሰላሰለ፡ ንዝያዳ እቶታውነት ግዳ ቀጻሊ ጻዕርን ምክትታልን ከምዘድሊ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣገንዚቡ። ብ27 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ስራሕ...

Login

Categories