ምዕሩይነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብምሕያል – ዕብየተን ንምርጋግጽ፡ ውህደት ኩሎም ኣካላት መንግስትን ማሕበራትን ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል ኣገንዚባ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ኣብ ምዕባለን ብድሆታትን...
Archive - December 2017
ኮርፖረሽን ቴለኮሚኒከሽን ኤርትራ – ኤሪቴል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ። ሓላፊ ናይ’ቲ ትካል ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ ተስፋይ ገብረመድህን፡ እቲ ቤት-ጽሕፈት ካብ 2010...
ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ኮም ዝሰረቱ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ንምሕያል፡ ብ4 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ሚኒስትሪታትን ካልኦት ኣካላትን ከምኡ’ውን ክኢላታት ተሳቲፎም። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን – 3 ታሕሳስ፡ “ንርእሰ ምኽኣል ስንኩላን፡ ብኮማዊ ደገፍ ነሐይል” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ብ2 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኮማዊ ማእከል ኣኽርያ ብድምቀት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን...
ብሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን፡ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ቤይጂን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ “ዘተ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዓለም” ተሳቲፉ።...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 5, 2017
ERi-TV Arabic News – December 4, 2017
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 4, 2017