Archive - November 2017

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር ይካየድ ኣሎ

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ካብ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ከተማ ዶውሓ፡ ብድሙቕ መዓርግ ይካየድ ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ሰበ- ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቐጠርን ኣብ’ታ ሃገር ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት...

ንግብራውነት ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን ተራ ኩሉ ዝምልከቶ ክዓዝዝ ይሕተት

ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን ተግባራዊ ክኸውን፡ ተራ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ክዓዝዝ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ኣቶ ዮውሃንስ ኢሳቕ ጸዊዑ። ኣቶ ዮውሃንስ፡ ግብሪ መንግስቲ ንቊጠባዊ ፊስካላዊ ፖሊሲ መንግስቲ መሰረት...

ኣቑርደት – ማእከል ሞያዊ ስልጠና መንእሰያት ተሞጒሱ

ኣብ ኣቑርደት ዝርከብን መሰረታዊ መሳርሒታት ዝተዋደደሉን ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት መንእሰያት፡ ኣብ ምህናጽ ዓቕሚታቶም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ መንእሰያት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ገሊጾም። እቶም መንእሰያት፡ ወርሓዊ 600 ናቕፋ እናተኸፍሉ ዝቐስምዎ ስልጠና፡...

ጥዕና – ‘ኣድማሳዊ ሸፈነ ጥዕና’ ዝመሰረቱ ውጥን ይስራሓሉ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ብቕዓት ዝህቦ ጋሽ-ባርካ ናብ 16 ክብ ኢሉ ኣሎ። ኣገልግሎት ጥዕና ብኹሉ መዳዩ ንምዕባይን ንምምዕባልን፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ስትራተጂያዊ ውጥን ሓንጺጹ ይዓዪ ከምዘሎ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳኤ፡ ግዝያዊ ዋና...

ሚኒስተር ትምህርቲ፡ ኩነታት ትምህርቲ ርሑቕ ከባቢታት ጋሽ-ባርካ ተዓዚቡ

ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ዞባ ጋሽ- ባርካ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ትምህርትን ገስጋሱን ንምዕዛብ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ካብ 21 ክሳብ 22 ሕዳር ዑደት ኣካዪዱ። ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ለኮዬብ፡ ኣታይ፡ ኣካይደብ፡ ሃሬረብን ኣግማይትን...

Login

Categories