Documentaries, Tigre (ትግረ)
ዕላል ምስ ዶ/ር ብርሃነ ደብሩ ብዛዕባ ኣብ መዳይ ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝተኻየደ ስርሓት ከመይ ይመስል
ERi-TV, Eritrea – ዕላል ምስ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ግዝያዊ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ፖሊሲ ውጥንን ምዕባለ ዓቕሚ ሰብን ዶ/ር ብርሃነ ደብሩ ብዛዕባ ኣብዝሓለፈ 34 ዓመታት ኣብ መዳይ ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝተኻየደ ስርሓት ከመይ ይመስል | Interview with the acting General Director Dr. Berhane Debru, about the work done in the field of health, especially in human resource development in the Ministry of Health
