Category - Newspapers

ውዳቤ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዋዕላ ኣቃኒዑ

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝተወከሉ ልዕሊ 100 መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ዋዕላ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ጀርመን፡ ብ30 ሚያዝያ ተቓኒዑ። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ካሕሳይ ተወልደ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርን ተራ መንእሰያትን...

ቅነ ሓምላይ ወፍሪ፡ ኣግራብ ብምትካልን ብምክንኻንን. . .!

ቅነ ሓምላይ ወፍሪ፡ ኣግራብ ብምትካልን ብምክንኻንን. . .!

ሚኒስትሪ ሕርሻን በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብምኽንያት 15 ግንቦት – ‘ሃገራዊ መዓልቲ ሓምላይ ወፍሪ’፡ ህዝብን ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላትን፡ ኣብ ንጥፈታት ምግራብን ምዕቃብ ሓመድን ማይን ፍሉይ ኣትኲሮ ገይሮም...

መአረምታ

መአረምታ

ኣብ ናይ ትማሊ ሕታም፡ ኣብ ዜና ዕረፍቲ ተጋዳላይ ኣስገዶም ወልደማርያም፡ ኣብ 1974 ዓ.ም. “ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ” ተባሂሉ ዘሎ፡ “ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ” ተባሂሉ ክእረም ምስናይ ይቕረታ ንሕብር። ኩባንያ ብደሆ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ መራሒ ጫድ ኣብጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 9 ግንቦት ኣብ ከተማ እንጃሜና፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፕረዚደንት ወተሃደራዊ ባይቶ ጫድ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ዓረዛ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,738 በጺሑ ኣሎ።...

ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ፍትሕን ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ብ7 ግንቦት ንኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣቶ የማነ፡ “ኣበይ ኣለና፣ ናበይከ ንኸይድ ኣለና?” ዝብል ዛዕባ ብምልዓል ኣብ ዝሃቦ ሰፊሕ መግለጺ፡...

Login

Categories