Category - Newspapers

ደቡብ – 246 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ዓይኒ ተገይሩሎም

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ዑረት ንምክልኻል ኣብ 6 ንኡሳን ዞባታት ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ብሰንኪ ሓበላ ናይ ምርኣይ ጸገማት ዝጸንሖም 246 ዜጋታት መብጣሕቲ ከምእተገብረሎም፡ ሓላፊ ኣሃዱ ምቊጽጻር ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣቶ የማነ ጸጋይ ሓቢሩ።...

ከረን – ኣብ ስርሒት ኮማንዶ-1984 ዝተሞርኰሰ  ናይ ምውርራስ መድረኽ ተኣንጊዱ

ከረን – ኣብ ስርሒት ኮማንዶ-1984 ዝተሞርኰሰ ናይ ምውርራስ መድረኽ ተኣንጊዱ

ኣብ መጽሓፍ ‘ቅያ ስርሒት ኮማንዶ 1984’ ዘተኰረ ናይ ምውርራስ ታሪኽ መድረኽ፡ ብ6 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ። ደራሲ ናይ’ታ ብኮማንዶ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ንዝተፈጸመ ቅያ እትትርኽ...

ቤ/ጽሕፈት ጠ/ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ሰሚናር ወዲቡ

ቤ/ጽሕፈት ጠ/ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ሰሚናር ወዲቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ፡ ኣብ ጉጅለታት ህግደፍ ተወዲቦም ንዝነጥፉ ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን፡ ብማንዛ ሰሚናር ወዲቡ። ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ኣቶ መሓሪ...

ወለዲ ኣብ ምምእዛን ደቆም ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣዘኻኺሩ

ወለዲ፡ ተመሃሮ ደቆም ካብ ዘይስነምግባራዊ ተግባራትን ገበናትን ርሒቖም ብሉጻትን ኣፍረይትን ንክኾኑ፡ ኣብ ምክትታሎምን ምምእዛኖምን ዝገብርዎ ኣበርክቶ ከዕዝዙ፡ ግዝያዊ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣዘኻኺሩ። ሌተና ኮሎኔል ግርማይ...

ኣቶ ኣለምሰገድ – መንእሰያት፡ ሓቀኛ ፍጻሜታት ኣብ ምስናድን ምጽሓፍን ክነጥፉ መኺሩ

ኣቶ ኣለምሰገድ – መንእሰያት፡ ሓቀኛ ፍጻሜታት ኣብ ምስናድን ምጽሓፍን ክነጥፉ መኺሩ

ታሪኹ ባዕሉ ዘይጽሕፍ – ወናኒ ታሪኹ ክኸውን ስለዘይክእል፡ መንእሰያት ኣትኲሮኦም ኣብ ምስናድን ምጽሓፍን ሓቀኛ ፍጻሜታት ከዕዝዙ፡ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ኣገንዚቡ። ብ6 ግንቦት ንመንእሰያት...

Login

Categories