Category - haddas ertra

ማሕበር ኣፍረይቲ ንህቢ ን/ዞባ ጊንዳዕ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ኣፍረይቲ ንህቢ ን/ዞባ ጊንዳዕ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ኣፍረይቲ ንህቢ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ብ5 ግንቦት – ሳልሳይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ብመሰረት ቅዋም ማሕበር፡ እቲ ጉባኤ ዓመት-ዓመት እኳ ክካየድ እንተነበሮ፡ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተደናጒዩ ከምዝጸንሐ፡ ጸሓፊ...

ሚ/ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ 206 ኣለይቲ ስድራ ብሞያ ኣሰልጢኑ

ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ኣስመራ – ንኡስ ዞባ ኣኽሪያ ኣብ ዝርከብ ‘ማእከል ስልጠና ደብዓት’ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 206 ኣለይቲ ስድራ፡ ብ6 ግንቦት ኣመሪቑ። ካብ 16 ንኡሳን...

ጋሽ-ባርካ – ዘመናዊ መሳርሒታት ሕክምና ተኣታትዩ

ጋሽ-ባርካ – ዘመናዊ መሳርሒታት ሕክምና ተኣታትዩ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትካላት ጥዕና ዘመናዊ መሳርሒታት ዓጢቐን ዝህባኦ ኣገልግሎት ንምምዕባልን ንምስፋሕን ክገብሮ ብዝጸንሐ ወፍሪ፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣድማዒ ውጽኢት ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ዶ/ር...

ሃ.ማ.ኣ.ም.ስ.ኤ፡ ን2,265 ስድራ-ቤታት ዓይነታዊ ሓገዝ ገይሩ

ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንኩላን ኤርትራ (ሃ.ማ.ኣ.ም.ስ.ኤ)፡ ስንኩላን ቈልዑ ንዝኣልያ 2,265 ስድራ-ቤታት፡ 1.3 ሚልዮን ናቕፋ ዝዋጋኡ ዓይነታዊ ሓገዝ ገይሩ። ኣብ’ቲ ማሕበር ሓላፊት ውዳበን ምክትታል ዞባታትን...

ዓድ-ዑመር – መበቈላውያን ኣግራብ ግቡእ ሓለዋ ተገይሩሎም

ዓድ-ዑመር – መበቈላውያን ኣግራብ ግቡእ ሓለዋ ተገይሩሎም

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ዑመር፡ መበቈላውያን ኣግራብ ንምዕቃብ ዝተወስደ ስጉምቲ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ተረኺብዎ። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ መሓመድ መሓመድ-ኢብራሂም፡ ብህዝቢ ዝተመርጹ ሓለዋ ኣግራብን በብእዋኑ ዝካየድ ንጥፈታት...

Login

Categories