Author - Staff

ኣዶብሓ – ዝርጋሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ህዝቢ ንኽጥርነፍ የተባብዕ

መንግስቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣዶብሓ ዝሃነጾ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ብቐንዱ ድማ ኣገልግሎታት ጥዕና፡ ትምህርትን ቀረብ ማይን፡ ኣብ ምጥርናፍ ህዝቢ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ-ዑመር ድራር ገሊጹ። ካብ’ተን ሽዱሽተ ምምሕዳራት...

ኣብ ቀርጸት፡ መደበር ጥዕናን መዋእለ-ህጻናትን ተሃኒጸን

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ቀርጸት – ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ብልዕሊ 8 ሚልዮን ናቕፋ – መደበር ጥዕናን መዋእለ-ህጻናትን ተሃኒጸን። እታ ብ7.4 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸት መደበር ጥዕና፡ ንዝተፈላለየ ኣገልግሎታት ዝውዕል 14 ክፍልታት፡ 95 ፊስቶ ዝሕዝ...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 2 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዚኣቶም፡ 20 ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ 2 ኣብ ከረን – ዞባ...

ኣብ ን/ዞባታት ሻምብቆን ሞልቊን ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ብ29 ሰነ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሻምብቆን ሞልቊን ዝወቕዐ ህቦብላን በረድን ዝተሓወሶ ብርቱዕ ዝናብ፡ ኣብ ኣባይቲ፡ ጥሪትን ሃብቲ ገረብን ጉድኣት ኣውሪዱ። በቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ዘጋጠመ ሓደጋ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ – ምምሕዳር ከባቢ ብሹኳ፡ ዚንጎታት...

ዓሰብ – ሰፊሕ ወፈራዊ ጽሬት ይካየድ

ኣብ ከተማ ዓሰብ፡ ብህዝብን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ወፈራዊ ጽሬት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ወፈራ፡ ኣብ ቀንዲ ጎደናታትን ካልእ ከባቢታትን ብስሩዕ ይካየድ ከምዘሎ ዝጠቐሰ፡ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ዓሰብ ሓላፊ ቁጠባዊ ልምዓት – ኣቶ ንጉሰ ፍካረ፡ ኣብ ወሰናስንን...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ስድራ-ስዉኣት ንምድጋፍ ዝተፈላለየ ስራሓት ይቕጽል

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝሓለፈ 17 ዓመታት ልዕሊ 307 ሚልዮን ናቕፋ ደበስ ንስድራ-ስዉኣት ከምእተኸፍለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ናይ’ቲ ዞባ ገሊጹ። ወኪል’ቲ ጨንፈር ኣቶ እስማዒል ዑስማን፡ ኣብ ርእሲ’ቲ መንግስቲ ኤርትራ ብስሩዕ...

ገረሚ – ኣርባዕተ ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ተጸጊኑ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ገረሚ – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ኮይኑ ዝጸንሐ፡ ካብ ቀንዲ መስመር ኣስመራከረን ናብ’ቲ ከባቢ ዝኣቱ 4 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ፡ ብኣድማዒ ኮማዊ ተሳትፎ ተጸጊኑ። እቲ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮኦም ኣሉታዊ ጽልዋ ፈጢሩ...

ኤርትራውያን ኣብ ደቡብ-ሱዳን፡ ንመኸተ ‘ኮቪድ-19’ ናይ ገንዘብ ኣበርክቶ ገይሮም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሪፓብሊክ ደቡብ-ሱዳን፡ ኣብ ሓምሻይ እብረ ወፈያታቶም ንመኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ 90,975 ዶላር ኣመሪካ፡ ከምኡ’ውን 16 ሚልዮንን 753 ሽሕን ፓውንድ ደቡብ ሱዳን ኣበርኪቶም። ብመሰረት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ-ሱዳን ዝበጽሓና ሓበሬታ፡...

ማእከል – ንድንፋዐ እቶት ሕርሻ ሓያለ መደባት ተተግቢሩ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ዓቕሚ ሓረስቶት ብምብራኽ እቶታውነት ንምድንፋዕ ብዙሕ ስራሕ ከምእተሰላሰለ፡ ወኪል ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ኣስራት ሃይለ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ፡ ንሓረስቶት ስልጠናታት ኣብ ምሃብ፡ ማይን ሓመድን ኣብ ምዕቃብ፡ መደባት ምግራብ ኣብ ምስልሳል፡ ምሩጽ...

ገልዓሎ – ዝርጋሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎት መሰረታዊ ለውጢ የምጽእ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ተበጻሕነት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ መነባብሮ ህዝቢ መሰረታዊ ለውጢ የምጽእ ከምዘሎ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ማሕሙድ ኢብራሂም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ትካላት ጥዕና፡ ቀረብ ማይ፡ ትምህርቲ፡...

Login

Categories