Archive - 2018

ኣብ ዞ/ዓንሰባ፡ ኣብ ተመሃሮ ጥዕናዊ መርመራታት ተኻዪዱ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሓልሓል፡ ኣስማጥ፡ ሓጋዝ፡ ሃበሮ፡ ዒላ-በርዕድን ገለብን፡ ኣብ መርመራታት ኣዒንትን ኣስናንን ዘተኰረ ወፍሪ ኣካዪዱ። ኣብ ማእከላይ ደረጃ ልዕሊ 11 ሽሕ ተመሃሮ መርመራታት ዓይኒ ክግበረሎም እንከሎ፡ ናይ...

ካይሮ – ትሕዝቶ ‘ዳህሳስ ኤርትራ’ ኣድናቖት ረኺቡ

ኤርትራ፡ ካብ 11 ክሳብ 18 ታሕሳስ ኣብ ካይሮ – ግብጺ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት ንግዲ ኣፍሪቃ፡ “ዳህሳስ ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘቕረበቶ – ንቱሪዝማዊ ጸጋታትን ፍርያት ትካላትን ዘላሊ ምርኢት፡ ብዙሓት ከምእተዓዘቡዎን ከምዘድነቑዎን ወደብቲ...

ፕሮጀክት ቀረብ ማይ ዓዲ-ሙሳ ተመሪቑ

ክልተ ሚልዮን ናቕፋ ወጻኢታት ዝተገብረሉ ፕሮጀክት ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ዓዲ-ሙሳ – ንኡስ ዞባ በሪኽ፡ ብ20 ታሕሳስ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሃብቲ ማይ ኣቶ መብራህቱ ኢያሱ፡ ኣብቲ ስራሕ...

ፖሊስ፡ ኣብ በበይኑ ቦታታት ኣሰተምህሮ ወዲቡ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሰንዓፈ፡ ሽዕብ፡ ሓጋዝ፡ ፎርቶ-ሳዋን ሰገነይትን፡ ንህዝቢን ተመሃሮን ኣብ ሕግን ምክልኻል ገበንን ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣዘዝቲ መደበራት ፖሊስ ናይተን ንኡሳን ዞባታት፡ ኣብ ዝምድናታት ኮማዊ ፖሊስን ኮማዊ ቤት-ፍርድን፡ ስሉሳዊ ዝምድና...

ዓንሰባ – ሓድ-ሓደ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣቓልቦ ክግበረለን ተሓቲቱ

ትሑት ውጽኢት ዘመዝገባ ኣብያተትምህርቲ ኣቓልቦ ክግበረለን፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻምናይ ክፍሊ ብደረጃ ዞባ ንምግምጋም – ብ17 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ሓጋዝ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። እተን ኣብ ንኡሳን ዞባታት ኣስማጥ፡ ገለብን ሓጋዝን...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኣብ ሃገራት ስካንዲነቭያን ኦስትርያን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲነቭያ፡ ወከልቲ ኤርትራውያን ማሕበረ-ኮማት፡ ሰብመዚ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣብ ሽወደን ዝመደበረን ኤምባሲታት...

Login

Categories