Archive - 2018

ዓሰብ – ተሳታፍነት ተመሃሮ ኣብ ትምህርቲ ዕብየት ኣርእዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓሰብ፡ ተሳታፍነት ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ፡ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ – ብ20 ሚእታዊት ዓብዩ። ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ተስፋምህረት ዓንደብርሃን፡ ኣብ ኩለን ኣብያተ-ትምህርቲ ኣገልግሎታት ቤት-ንባብን...

ማእከል – ተጠቃምነት ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ 85 ሚእታዊት በጺሑ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ተጠቃምነት ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ ኣብ ኣብያተትምህርቲ መባእታን ማእከላይን ደረጃ – 85 ሚእታዊት ከምዝበጽሐ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ መሰረታዊ ትምህርትን ቅድመ-ትምህርትን መምህር መስፍን ወልደስላሴ እዩ...

ማ/ባይቶ ሃማደኤ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ዘትዩ

ማእከላይ ባይቶ ሃማደኤ፡ ብ17ን 18ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘቃንዖ ኣኼባ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ተራን ኣበርክቶን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባውን ማሕበራውን መዳያት ንምዕዛዝ ዝሰላሰል መደባት፡ ፖለቲካዊ ተሳትፎአን ኣብ ዘደንፍዑ መዳያት እውን ዘትዩ። ፕረዚደንት ሃማደኤ...

Login

Categories