Archive - 2018

ተጋዳላይ ኮሎኔል የማነ ተስፋሚካኤል ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔለ የማነ ተስፋሚካኤል (ባዱ)፡ ብ26 ታሕሳስ፡ ኣብ መበል 68 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ለካቲት 1976 ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ የማነ፡ ኣብ ገድላዊ ሂወቱ፡ ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት፡...

ኮሚቴ ወለዲ ን/ዞ/ሓጋዝ ን‘ተመሃሮ ሳዋ’ ኣተባቢዖም

ምሕያል ስሉሳዊ ዝምድና ወለዲ፡ ተመሃሮን መማህራንን፡ ብዝለዓለ ክስራሓሉ ከምዝግባእ፡ ኩነታት ናይቶም ኣብ 2ይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይይከኣሎ ዝርከቡ ኣባላት 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምዕዛብ፡ ብ23 ታሕሳስ ናብ ሳዋ ዝወረዱ ኣባላት ኮሚቴ ወለድን ኣካላት...

ሓመልማሎ – ትሕተ-ባይታዊ ማይ ንምህብታም ዝዕላማኡ ስራሓት ተኻዪዱ

ነበርቲ ሙሻ – ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ማይን ሓመድን ብምዕቃብ ትሕዝቶ ትሕተባይታዊ ማይ ንምህብታም፡ ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን ከትርታት ዘተኰረ ወፈራዊ ማእቶት ኣካዪዶም። እቲ ዕላማ፡ መሬቶም ካብ ፍግረ-መሬት ብምክልኻል፡ ንልዕሊ 8 ዓመታት ምንጪ ጽሩይ ማይ...

ኣምባሳደር ሰመረ፡ ወረቐት ስራሑ ንፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ

ኣምባሳደር ሃገረ-ኤርትራ ኣብ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም፡ ትማሊ 27 ታሕሳስ ወረቐት ስራሑ ንፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውደ ኣረኪቡ። ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ገነተ-ልኡል ኣብ ዝተኻየደ ስነ...

Login

Categories