Archive - January 2018

ማእከል – ኣብ እምበይቶን ዓዶምዘማትን መሬት ጤሳ ተዓዲሉ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላ- ነፍሒ ኣብ ዝርከባ ዓድታት እምበይቶን ዓዶምዘማትን፡ ብ13ን 15ን ጥሪ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣቶ መንግስ ሃብተጽዮን፡ ብመሰረት’ቲ ኣብ 2014 ብሚኒስትሪ መሬት ማይን...

ክኢላታት፡ ኣብ ምክልኻል ባልዓት ከተኵሩ ሚኒስተር ሕርሻ ኣዘኻኺሩ

ላዕለዎት ክኢላታት ሕርሻ፡ ኣብ ምክልኻልን ምቊጽጻርን ባልዓትን ሕማማትን ብምትኳር፡ ምህርቲ ሓረስቶት ንምብርካት ብዝሓየለ ክሰርሑ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ብ16 ጥሪ ኣብ ሓልሓለ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ‘ሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ...

ሰልዓ – ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምዕዛዝ ዋዕላ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ፡ ዕድመኦም ንትምህርቲ ዝኣኸለ ህጻናት ኣብ መኣዲ ንምስታፎም ዝዓለመ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ዓበይቲ ዓዲ፡ ሓለፍቲ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲን ኣካላት ምምሕዳርን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፡ ብ16 ጥሪ ኣብ ርከብ ዋዕላ ተኻዪዱ።...

Login

Categories