Archive - January 2018

ነበርቲ ባዳ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ናይ ቀረባ ተጠቀምቲ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክንከውን በቒዕና” ክብሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ኣብ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ክሳብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣገልግሎት ትምህርቲ፡ መደበር ጥዕናን ፕሮጀክት ጽሩይ...

ሃማመተኤ፡ ኣብ መንእሰያት ‘ውሁድ ወፍሪ’ ክቕጽል የዘኻኽር

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ)፡ ኣብ መቓን ናይ’ቲ ምስ ሃገራዊ መደባት ልምዓትን መኸተን ተሳንዩ ዝወጸን ክሳብ 2021 ዝዝርጋሕን ናይ 5 ዓመታት ስትራተጂካዊ ውጥን ምርኲስ ብምግባር፡ ኣብ 2017 ዝዓመሞ ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ናይ 2018...

ን/ዞ/ዓዲ-ዃላ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ሃገራዊ መደባት ተናኢዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ተራ ህዝቢ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ኣብ ምጽጋን ጽርግያታትን ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣትን ተሞጒሱ። ብልዑል ኮማዊ ሱታፌ 3,700 ሜተር ኲብ ከትሪ ከምእተሰርሐ፡ ልዕሊ 41 ሽሕ ፈልሲታት ገረብ ከምእተተኽለ፡ ንስድራ ስዉኣት ኣብ ወቕቲ...

ሓጋዝ – ነበርቲ ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ጽርግያ ይጽግኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ግላስ፡ ኣሸራ፡ ዓድ- ኣረይ፡ ሸበቕን ዓድ-ዑመርን፡ ናብ ዓዶም ዘእቱ 45 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ ናይ ምጽጋን ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። እቲ ካልኣይ ወርሑ ሒዙ ዘሎ ዕማም፡ ካብ ምምሕዳር ከባቢ ግላስ...

Login

Categories