Archive - January 2018

ኣብ መሰላት ቈልዑ ዘተኰረ ኣኼባ ተኻዪዱ

ንመሰላት ቈልዑ፡ ምውጋድ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ምኽንሻብን ዝምልከት፡ ብደረጃ ዓለም ክሳብ 2030 ክብጻሕ ዘለዎ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ንምስማር፡ ውህደት ዝምልከተን ኣካላት መንግስትን ሃገራውያን ማሕበራትን ወሳኒ ምዃኑ፡ ብ25 ጥሪ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ...

ሎጎ-ዓንሰባ – ውጽኢት ተመሃሮ ንምሕያል ርክባት ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ- ዓንሰባ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምሕያል፡ ውጽኢት ተመሃሮ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት ዝተሳተፍዎ ርክባት ዝተረኽቡ ሰበ-ስልጣን...

Login

Categories