Archive - January 10, 2018

ተደናጒየን ዝጸንሓ ኮለጃት ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምራ እየን

ብሰንኪ ምጥርናፍን ምውዳድ ንዓኡ ዘድሊ ትሕተ-ቅርጽን ካልእ ቀረባትን፡ ከምተን ካልኦት ኮለጃት ኣብ ግቡእ ግዜአን ከይጀመራ ዝጸንሓ ኮለጅ ጥበባትን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ኮለጅ ንግድን ስነ-ቊጠባን፡ ካብ ሎሚ 10 ጥሪ – ኣብ ዓዲ-ቐይሕ ተደኲኑ ኣብ ዝርከብ...

ሓጋዝ – ኣብ ጥዕናዊ መደባት ተዘትዩ

ንትግባረ ጥዕናዊ መደባት፡ ውህደት ምምሕዳራትን ሞያውያን ጥዕናን ክዓዝዝ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ሓጋዝ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ዶክተር ከሰተብርሃን ሰሎሞን፡ ዝሓለፈ ዓመት ድሕነትን ጥዕናን ነበርቲ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሪፓብሊክ ግብጺ ገይሹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ትማሊ 9 ጥሪ ንግሆ ናብ ሪፓብሊክ ግብጺ ገይሹ። ንክብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ‘ኣልእትሓድያ’ ኣብ ዝተኻየደ – ብናይ ክብሪ...

Login

Categories