ኣብ ገለልዕንደ – ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ ዝረአ ዘሎ ትሑት ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ፡ ብፍላይ ናይ ደቂ- ኣንስትዮ ክተባባዕ፡ ጥርናፈ ዓድታት ክድፋኣሉ ተመሃሮ ጸዊዖም።

እቶም ተመሃሮ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቊጽሪ ተመሃሮ ብፍላይ ድማ ናይ ደቂ- ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ይንኪ ምህላዉ ብምምልካት፡ ነዚ ንምፍታሕ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጻዕሪታት ክሕይል ተላብዮም።

እቶም ተመሃሮ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቊጽሪ ተመሃሮ ብፍላይ ድማ ናይ ደቂ- ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ይንኪ ምህላዉ ብምምልካት፡ ነዚ ንምፍታሕ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጻዕሪታት ክሕይል ተላብዮም።

ርእሰ-መምህር መባእታን ማእከላይን ደረጃ ገደም እውን፡ እቲ ተሳትፎ ጥርናፈ ዓድታት ምስ ዝድፋኣሉ ካብ’ቲ ዘለዎ ክብ ክብል ከምዝኽእል እምነቱ ገሊጹ።

Categories