Archive - 2017

ነበርቲ ከተማ ድባርዋ ወፈራዊ ዓጺድ የካይዱ ኣለዉ

ነበርቲ ከተማ ድባርዋ፡ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ኤርትራ ኣብ ከባቢኦም ኣብ ዝዘርኦ ኣስታት 500 ሄክታር ስገምን ስርናይን፡ ናይ ዓጺድ ወፈራ የካይዱ ኣለዉ። ነቲ ፕሮጀክት ዝከታተል ዘሎ ክኢላ ልምዓት ዘራእቲ ናይ’ቲ ኮርፖረሽን – መንእሰይ መድሃኔ...

ዓሰብ – ኣብ ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተዘትዩ

ኣብ ዝሓለፈ 26 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ደቂ-ኣንስትዮ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ንዘመዝገባኦ ምዕባለታትን ዘጋጠመን ብድሆታትን ዘነጽር ዓውደ-ዘተ፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ምሕያል...

ንድሕነት ሓራምዝ ዕቱብ ምክትታል ክግበር ይሕተት

ሃድን ሓራምዝ ብምግታእ ኣብ ልዕሊኦም ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ ምጽናት ንምቕንጣጥ፡ ኣብ ምክትታልን ምምሕልላፍን እዋናውን ጽጹይን ሓበሬታ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ከተማ ባረንቱ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ክሊ ሓራምዝ ዞባ ጋሽ-ባርካ ንዝነጥፉ ኣባላት ሚኒስትሪ...

ሓድሽ ህንጻ ሕክምና እዝኒን ኣፍንጫን ጐረሮን ተመሪቑ

ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል – ኦሮታ ንዝርከብ ኣገልግሎት ሕክምና እዝኒ፡ ኣፍንጫን ጐረሮን ንምስፋሕ ብዝወጸ መደብ መሰረት፡ ብምትሕብባር መንግስቲ ኤርትራን ‘ሜድ-ኬር’ ዝተባህለ ጀርመናዊ ናይ ምትሕግጋዝ ማሕበርን፡ ብኣስታት 1.5 ሚልዮን ዩሮ ኣብ ውሽጢ...

Login

Categories