Archive - December 31, 2017

ሃይኮታ – ዕዉት ምድልዳል መሬት ሕርሻ ተሰላሲሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ኣብ ምድልዳል መሬት ክረምታዊ ሕርሻ ኣድማዒ ስራሕ ከምዝተዓመ፡ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብ26 ታሕሳስ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ብመሰረት ኣብ 2017 ዓ.ም. ዝተተግበረ መደብ፡ ኣስታት 6 ሽሕ ነበርቲ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝተዓደሉ፡...

ማእከል – ‘መምርሒ’ ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ንትካላት ክትግበር ጀሚሩ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2017 ዓ.ም. ዝተኣወጀ ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ንምውሳን ዝወጽአ ሓድሽ መምርሒ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር ተግባራዊ ክኸውን ብንጥፈት ኣብ ዝስራሓሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ዞባ ማእከል፡ መስርሕ ምውሳን ክራይ ንትካላት ዘገልግል ናይ ግሊ ኣባይቲ ከምዝተጀመረ...

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ውሁድ ስራሕ ንሃገራዊ መኸተን ልምዓትን’’ ብዝብል ቴማ፡ ቅድሚ ትማሊ 29 ታሕሳስ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ብደረጃ ዞባ ብዛዕባ ዝተሰላሰሉ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊን ካልኦትን ንጥፈታት ኣብ...

Login

Categories