Archive - December 29, 2017

ተራ ዜጋታት ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ዘብርህ ሰሚናራት ተኻይዱ

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፡ ኣንጎላን እስራኤልን፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርን ተራ ዜጋታት ኣብ መድረኻዊ ተልእኾን ዘተኰረ ሰሚናራት ተዋሂብዎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ሃገራት ቤነሉክስን ኣቶ ነጋሲ ካሳ፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ሮተርዳምን...

ባጽዕ – ብኲራት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተዘትዪሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ – ምምሕዳራት ከባቢ እምኩሉን ሕጥምሎን፡ ብዛዕባ ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምዝታይ ብ26 ታሕሳስ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ነበርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ኣብ ክልቲኡ ምምሕዳራት ከባቢ ዝርከቡ፡ ክመሃሩ እናተገብኦም...

ባይቶ ዞባ ደቡብ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ “ሓድነትና፡ መተካእታ ዘይብሉ ሓይልና” ብዝብል ቴማ፡ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ብ26 ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ መምህር ወልዳይ ገብረ፡ ህዝቢ – ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ’ቲ ዞባ ኣብ ዝትግበሩ ዘለዉ...

Login

Categories