ኣብ ኩወይትን ከተማ ኤድመንተን – ካናዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ-ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ከምዝወፈዩ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ።

ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኩወይት ንመናበዪ ስድራ ስዉኣት 27 ሽሕን 403 ዶላር ኣመሪካ ከበርክቱ እንከለዉ፡ ኣብ ከተማ ኤድመንተን – ካናዳ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበር ምሕብሓብ ስድራ ሰማእታት ድማ፡ ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት 9 ሽሕን 500 ዶላር ካናዳ ከምዝለኣኹ ተፈሊጡ።

Categories