Archive - December 17, 2017

ክኢላ – ኣብ ቈርበት ወዲ-ሰብ ምኽሩ ይልግስ

እንጥቀመሎም መመላኽዒታት፡ ኣብ ዓይነቶም ይኹን ትሕዝቶኦም ንሞያውያን ምውካስ ከምዘድሊ፡ ኣብ ሆስፒታል ሓሊበት ክኢላ ሕክምናዊ ቈርበት ዶክተር ሃይለስላሴ ሃብተማርያም ኣዘኻኺሩ። ብሰለስተ ቀጻላታት ዝቘመ ቈርበት ወዲ-ሰብ፡ ኣብ ምቊጽጻር ሙቐት ሰብነት፡ ምትሕልላፍ...

ኣበርክቶ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ‘ለ-ኣትሮፋ’ ተናኢዱ

ኣብ ኣደር-ሰር – ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤት- ትምህርቲ ‘ለ-ኣትሮፋ’፡ ኣብቲ ከባቢ ዝጸንሐ ትሑት ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ኣስተዋጽኦ ትገብር ምህላዋ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ ሰበኽ-ሳግማዊ መነባብሮ፡ እቲ ቀንዲ...

ባይቶ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ ምዱብ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “መኸተን ልምዓትን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ12ን 13ን ታሕሳስ መበል 14 ምዱብ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኢብራሂም ዓሊ ሼኽ፡ ባይቶ – ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ከም...

Login

Categories