Archive - December 16, 2017

ሓጋዝ – ምርጫ ኣመሓደርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ከተማ ሓጋዝ – ምምሕዳር ከባቢ ሓርነት፡ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ብ11 ታሕሳስ ተኻዪዱ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ኣቶ ተኽለሃይማኖት ሙሳኤል፡ ህዝቢ ኣብ መስርሕ ምርጫ ንዘርኣዮ ሱታፌ ሞጒሱ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ኣብ ስራሕ...

‘ሳቡር’፡ ኣብ ምውርራስ ተመኲሮ ዕቱብ ስራሓት የሰላስል

ናይ ልዕሊ ሓደ ዘመን ዕድመ ዘለዎ ኣገልግሎት ማሕተም ሳቡር፡ ኣብ ምውርራስ ተመኲሮ ስራሕ ዝምስገን ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ሙሴ ተስፋማርያም ገሊጹ። ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ምስግጋር ቴክኖሎጂን፡ ኣብ ውሕስነት መጻኢ ናይ ሓደ...

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ኣተሓሕዛ ልምዓት ጀራዲን ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ወሰናስን ዓበይትን ንኣሽቱን ሩባታትን ካልእ ልሙዕ ቦታታትን ብውልቅን ማሕበርን ናይ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን ግጉይ ኣተሓሕዛ ንምእራም – ብ12 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ባረንቱ ናይ ዘተ ርክብ ተኻዪዱ። እቲ ብላዕለዋይ ኮሚተ መኸተ ልምዓት...

Login

Categories