Archive - December 13, 2017

ባረንቱ – ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምስሳን፡ ንመማህራንን ተመሃሮን ቤት-ትምህርቲ ዱታ ጐስጓስ ተኻዪዱ። ሓላፊ ኣሃዱ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ነርስ ገርግሽ በየነ – ንተመሃሮን መማህራንን ኣብ ዝሃቦ ኣስተምህሮ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ቈይሙ ዘሎ ባንክ ደም፡...

መንደፈራ – ትግባረ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ ይቀላጠፍ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ዝወጸ ሓድሽ መምርሒ ውዕል ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፡ በብምምሕዳር ከባቢኡ ናይ ኣካራይን ተኻራይን ቅጥዒ ናይ ምምላእ መስርሕ ተጀሚሩ። ሓላፊት ቤት-ጽሕፈት ክራይ ኣባይቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ...

መገዲ ኣየር ኤርትራ፡ ኣስመራ – ካይሮን ሚላኖን በረራ ጀሚሩ

መገዲ ኣየር ኤርትራ፡ መስመራት በረራኡ ንምስፋሕ ብዘውጸኦ መደብ መሰረት፡ ካብ 9 ታሕሳስ 2017፡ ካብን ናብን ኣስመራ – ካይሮን ሚላኖን ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ። ሓላፊ ንግዲ ናይ’ቲ መገዲ ኣየር ኣቶ ገብረትንሳኤ ጴጥሮስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ...

Login

Categories