Archive - December 9, 2017

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ብቕዓት ትምህርቲን ተሳታፍነት ተመሃሮን ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ተሳታፍነት ተመሃሮን ብቕዓት ትምህርቲን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ4 ታሓሳስ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተኻዪዱ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን፡ ተመሃሮ ኣብ ርእሲ’ቲ ውልቃዊ ጻዕሮም፡ ዕቱብ ምክታትልን...

ናይ ኤርትራን ቻይናን ኣብያተ-ጽሕፈት ኦዲት ተመኲሮ ተለዋዊጦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራን ላዕለዋይ ቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ኦዲት ቻይናን፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ተመኲሮ ናይ ምልውዋጥ ሰሚናር ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስትሪታትን ብሕታውያን ናይ ኦዲት ትካላትን ዝተወከሉ ሞያውያን እውን ዝተሳተፍዎ...

ሳዋ – ‘ዜግነታዊ ሓላፍነት እተሰክም መድረኽ ምትኽኻእ’

ሳዋ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ንዝመጹ ተመሃሮ ብሓድነት እተተሓቛቚፍ፡ ጐድኒ- ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ድማ ስነ-ምግባር ዝመሃሩላን ብሩህ መጻኢኦም ዘውሕሱላን ኮይና ከምዝረኸብዋ፡ ንደቆም – ኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝበጽሑ ወለዲ ገሊጾም።...

ኣብ ን/ዞባ ጎኜ ንተመሃሮ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ንቕሓት ተመሃሮ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል፡ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ሕማማት ዓሶ፡ ቲቢን ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን ኣገባብ ምትሕልላፎምን ምክልኻሎምን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ተመሃሮ ጥዕናኦም...

“ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ”ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ

ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ተካይዶ ዘላ ጻዕሪታት ጽቡቕ ውጽኢት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ምስ መራኸቢ ብዙሃን ሃገርና ኣብ ዘካየዶ ቃለ- መሕትት፡ ሚኒስተር ዑስማን፡ ኣብ ዝሓለፉ 17 ዓመታት ንኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ...

Login

Categories