Archive - December 6, 2017

“ዕብየት ደቂ-ኣንስትዮ ውሁድ ጻዕሪ ዘድልዮ ሃገራዊ ዕማም’ዩ” ፕረዚደንት ሃማደኤ

ምዕሩይነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብምሕያል – ዕብየተን ንምርጋግጽ፡ ውህደት ኩሎም ኣካላት መንግስትን ማሕበራትን ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል ኣገንዚባ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ኣብ ምዕባለን ብድሆታትን...

ኤሪቴል፡ ኣገልግሎቱ ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን የስፍሕ

ኮርፖረሽን ቴለኮሚኒከሽን ኤርትራ – ኤሪቴል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ። ሓላፊ ናይ’ቲ ትካል ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ ተስፋይ ገብረመድህን፡ እቲ ቤት-ጽሕፈት ካብ 2010...

ኣብ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ተዘትዩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ኮም ዝሰረቱ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ንምሕያል፡ ብ4 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ሚኒስትሪታትን ካልኦት ኣካላትን ከምኡ’ውን ክኢላታት ተሳቲፎም። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ...

Login

Categories