Archive - November 28, 2017

ከረን – መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ከተማ ከረን፡ 56 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 132 መንእሰያት፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ሰልጢኖም። እቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ብደረቕን ተንቀሳቓስን ስእሊ፡ ጽገና ኮምፕዩተር፡ ቪድዮ ኤዲቲን፡ ምትካል ሶላር፡ ስነ- ጽባቐ ጸጒሪ ርእሲን ካልእን ዝሰልጠኑ መንእሰያት፡...

ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይምነ ብደገፍ ማሽነሪታት ይጽገን ኣሎ

ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይምነ፡ ብምውህሃድ ሃገራውያን ኩባንያታትን ህዝባዊ ሰራዊትን ብደገፍ ማሽነሪ ይጽገን ኣሎ። እዚ ቀንዲ መትኒ መጓዓዝያ ህዝቢ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ዝኾነ – 41 ኪሎ ሜትር ዝንውሓቱ መስመር፡ ንነዊሕ ዓመታት ሓፈሻዊ...

ባጽዕ – ፖሊስ ምስ ነበርቲ ርክብ ኣካዪዱ

ኣብ ከተማ ባጽዕ፡ ኣፍልጦ ሕጊ ክብ ብምባል ምትሕብባር ነበርቲ ምስ ፖሊስ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኣኼባ ተኻዪዱ። ኣዛዚ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ከተማ ባጽዕ ተለንተ ዛይድ ተስፋዝጊ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ብጽቡቕ ስነ-ምግባሩ ዝልለ ዜጋ መሰረቱ ኣብ ስድራ-ቤት ምዃኑ ጠቒሱ፡ እዚ...

ማእከል – ትግባረ ሓድሽ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ ተጀሚሩ

ሓድሽ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ፡ ኣብ ዞባ ማእከል ካብ 15 ሕዳር ተግባራዊ ኮይኑ ምህላዉ – ኣብ ምምሕዳር ዞባ ዋና ዳይረክተር ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ብርሃነ ነጋሽ ሓቢሩ። ዕላማ ናይ’ዚ መምርሒ፡ ብቐንዱ ነቲ ብዘይ ሞራላውን ሕጋውን ኣገባብ እናነሃረ ክመጽእ...

Login

Categories