Archive - November 22, 2017

ማእከል – ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ዝምልከት ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን...

ከረን – ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተገምጊሙ

“ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ደቂ- ኣንስትዮ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ዘመዝገባኦ ዓወታት፡ ዘጋጠመን ብድሆታትን ዝተራእየ ድኽመታትን ዝግምግም ዋዕላ፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ልዕሊ...

ባጽዕ – ኣብ ምሕያል ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተዘትዩ

ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ባጽዕን ወከልቲ ነበርቲ’ታ ከተማን፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምድንፋዕ ክካየድ ኣብ ዘለዎ ንጥፈታት ዘትዮም። ኣብ ምግራብ፡ ጽሬት ከተማን ኣገልግሎት መጓዓዝያን – ዘጋጥም ዘሎ ጸገማት፡ ከምኡ’ውን ምህናጽ ዘይሕጋዊ ኣባይትን ሳዕቤናቱን፡...

ኣብ ልዕሊ ኣብረስቲ ኣግራብ ‘ቀጻዒ ስጉምቲ’ ክውሰድ ይሕተት

በዓል-መዚ ምቊጽጻር ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ዝካየድ ጻዕሪ ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ተራ ህዝቢ በብከባቢኡ ክዓዝዝ ጸዊዑ። እቲ በዓል-መዚ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፡ ጸልማት ጉልባብ ብምግባር፡ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ንዝነጥፋ ኣውቶቡሳትን...

Login

Categories