Archive - November 18, 2017

“ጸጋታት ብግቡእ ምውዳብ መሰረት ዓወት’ዩ” ጸሓፊ ህግደፍ ዞ/ሰ/ቀ ባሕሪ

ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት፡ ውህደት ዓቕሚታትን ጸጋታትን ልዑል ኣድህቦ ክወሃቦ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን፡ ኣብ ኣፍዓበት ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ስራሕ ኣገንዚቡ። “ጸጋታትካ ብግቡእ ምፍላጥ፡ ምውዳብን ብውሕልነት...

ሓመልማሎ – ዝተፈላለዩ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ንዝተዋደዱ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታት መሪቖም። እቲ ብ15 ሕዳር ዝተመረቐ ፕሮጀክትታት፡ ዲጋ ባሸሪ፡ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ...

መደበር ጥዕና ‘ኣዩመን’ ብተገልገልቲ ትምጐስ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ – ምምሕዳራት ከባቢ ኣዩመን፡ ፈረርን ዓሳጋላን፡ ተጠቃምነት ኣብ ትካላት ጥዕና ዘተባብዕ ዕብየት ከም ዘመዝገበ፡ ሓላፊ መደበር ጥዕና ኣዩመን ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ መሓመድ ሓቢሩ። ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ፡ እቲ ዝህብዎ ኣገልግሎት ኣብታ መደበር...

ኣውቶቡሳት ‘ዓወት’፡ ጸገም መጓዓዝያ ኣብ ምቅላል ይነጥፋ

ማሕበር ወነንቲ ኣውቶቡሳት ‘ዓወት’፡ ወርሓዊ ንኣስታት ርብዒ ሚልዮን ህዝቢ ኣገልግሎት መጓዓዝያ እናሃበ፡ ጸገም መጓዓዝያ ኣብ ምቅላል ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ መብራህቱ ነገደ ሓቢሩ። ኣቶ መብራህቱ፡ ካብ 20 ክሳብ 62 መናብር ዘለወን 656...

ኣገልግሎት ትምህርቲ ብዓይነት ንምድራዕ ይስራሓሉ

ክወሃብ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ብዓይነት ንምድርዑ መድረኽ ዝጠልቦ እዋናዊ ጉዳይ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶምን ሓላፊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ምርምርን ዶክተር ሃይለ ምሕጹንን፡ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መሕትት ገሊጾም። ሚኒስተር ሰመረ...

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ንኣባላቱ ብምርባሕ ንህቢ ኣሰልጢኑ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኲላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.) – ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ ን30 ንኣባላቱ ብዛዕባ ምርባሕ ንህቢ ስልጠና ሂቡ። እቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተዋህበ ብግብራዊ ስራሕ ዝተሰነየ ስልጠና፡ መሰረታዊ ኣምራት ዓሌታት ንህብን ምሕደራኦምን፡...

መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ንምዕባይ፡ ናይ ልዕሊ 98 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ

መደበር መመንጨዊ ጸዓት ኤለክትሪክ ሕርጊጎ ከፍርዮ ዝጸንሐ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብኣስታት 60 ሚእታዊት ንምዕባይ፡ ናይ 98.6 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ። እዚ ብቻይናዊ ኩባንያ ‘ስፌኮ’ (SFECO) ዝተተግበረ ፕሮጀክት፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ እቲ መደበር ዘመንጭዎ...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይምኽኑይ እገዳታት ክለዓል ኣለዎ!   ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ብዛዕባ “ምንዋሕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት” ክዝቲ ቀንዩ። ነዚ ዘይርትዓዊ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ንምንዋሕ ንድፈ ውሳነ...

Login

Categories