Archive - November 2017

ሰረጀቓ – ውጽኢት ትምህርቲ ንምብራኽ ጻዕርታት ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጸገማት ኣለሊኻ ብምፍታሕ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምዕዋት ዝዓለመ – ጐስጐሳዊ ርክባት ምስ ተመሃሮ ተኻዪዱ። ነቲ “ትምህርትን ኣገዳስነቱን” ብዝብል ቴማ ብምትሕብባር ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲን ሃማመተኤን ኣብ’ቲ ንኡስ...

መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምሕያል ርክባት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጸሮና፡ ዓዲ-ቐይሕን ፎርቶ ሳዋን ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተኰረ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ናይ ጸሮናን ዓዲ-ቐይሕን፡ ንጥፈታት ትምህርቲ ንዓበይቲ ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን በጺሒዎ ዘሎ ደረጃን፡...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት – ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ፎሮን ናቕፋን – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኮማዊ ተሳትፎ ኣብ መደባት ልምዓት ንምሕያል ዝዘተየ ርክባት ተኻይዱ። ጸሓፊ ህግደፍ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ኣብ’ቲ ርክባት፡ ብዘይካ’ቶም...

ቻይናውያን ክኢላታት ናይ ቅብኣ ስልጠና ይህቡ ኣለዉ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፉሽየስ ናይ ቻይናን፡ ንሓደ ወርሒ ዝቕጽል ናይ ቅብኣ ስልጠና ኣብ ኣስመራ ይወሃብ ኣሎ። ኣብ’ዚ ብኽልተ ቻይናውያን ክኢላታት ቅብኣ ዝወሃብ ዘሎ – ኣብ ያታዊ ቅብኣታት ቻይናን ናይ ዘይቲ...

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ውጽኢት ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ገምጊሙ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ 2017 ንዝተተግበረ ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ገምጊሙ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ እቲ ርክብ – ብቐንዱ፡ ኣብ መስርሕ ናይ’ቲ ወፍሪ ንዝረኣዩ ድኻማት ንምፍዋስን እወታዊ ሸነኻት...

ደቡብ – ምሸታዊ ትምህርቲ ንምሕያል ተዘትዩሉ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መደባት ምሸታዊ ትምህርቲ ብምግምጋም ንምሕያሉ ክግበር ኣብ ዘለዎ መዳያት ንምዝታይ – ብ23ን 24ን ሕዳር ኣብ ከተማ መንደፈራ ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ዞባ ሓላፊ ኣሃዱ ትምህርቲ ንዓበይቲ መምህር በላይ ኑርሑሴን፡ ኣብ ዝሓለፋ ሸውዓተ...

Login

Categories